ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ገለ ገለ ከባቢታት ክልል ኦሮምያ ተቓውሞ ሰልፊ ቀጺሉ'ሎ ይብሉ ነበርቲ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዞባ ጉጂ ወረዳ ዶላ ከተማ ሳራንሰር ሎሚ'ውን ነበርቲ'ታ ከተማ ሰላማዊ ሰልፊ ምክያዶምን ተቃውሞ ምስምዖምን ገሊጾም።

ብካልእ ወገን ድማ ኣብ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ዶባ ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ምክያዱን ነበርቲ ክገልጹ ከለው ብዙሓት ካብቶም ኣብቲ ሰልፊ ዝተሳተፉ ከምተአስሩ'ውን ሓቢሮም ኣለው።

ብመሰረት ሓበሬታ ክፍሊ ኣፋን ኦሮሞ ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ በዓል-ስልጣን ምምሕዳር ወረዳ ዶላ ብዛዕባዚ ዝበጽሖም ሓበሬታ ከምዘየለ ክገልጹ ኸለዉ፡ ካብ ምምሕዳር ከባቢ ምብራቅ ሃረርጌ መልሲ ንምርኻብ ዝተካየደ ፈተን ግን ኣይሰለጠን ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ገለ ገለ ከባቢታት ክልል ኦሮምያ ተቓውሞ ሰልፊ ቀጺሉ'ሎ ይብሉ ነበርቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:11 0:00

XS
SM
MD
LG