ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጽንብል ድርብ በዓላት


ጽንብል ድርብ በዓላት
please wait

No media source currently available

0:00 0:17:08 0:00

ጽንብል ድርብ በዓላት

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሃይማኖታዊ በዓላት ብኣቆጻጽራ ግእዝን ግሪጎራን ዓውደ-ኣዋርሕ ንዘኽብሩ ማሕበረሰብ ድርብ'ዩ።

ኣብ ኣመሪካ ክልተ ጊዜ ንሓደ ሃይማኖታዊ በዓል ካብ ዘኽብሩ ስድራቤታት ክልተ ንጀምበር መድሃኔን ሄለን ደባስን ንወግዒን ባህልን እዚ ጽንብላት ብዝምልከት ተመክሮኣን ከኻፍላ ኣዘራሪብናየየን ኣለና። ሓሳባተን ዘካፈለና ኣጋይሽ፡ እቲ ልምዲ ንነዊሕ እዋን ከም ዝኸደ ክግለጻ እንከለዋ፡ ኪንዮ ሃይማኖታዊ በዓል ምዃኑ ተሪፉ'ውን፡ እንኮላይ ንኣመንቲ ካልኦት ሃይማኖት ዝሓቘፈ ስድራቤታዊ ምትእኽኻብ ምዃኑ ይገልጻ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG