ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትንታነ ንሕጋዊነት ህወሓት ዝምልከት ምስ በዓል-ሞያ ሕጊ ሙሴ መዝገቦ


ትንታነ ንሕጋዊነት ህወሓት ዝምልከት ምስ በዓል-ሞያ ሕጊ ሙሴ መዝገቦ
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:00 0:00

ትንታነ ንሕጋዊነት ህወሓት ዝምልከት ምስ በዓል-ሞያ ሕጊ ሙሴ መዝገቦ

ኣብ እዋን ኲናት ክልል ትግራይ ብፓርላማ ኢትዮጵያ ኣሸባሪ ተባሂሉ ተመዲቡ ዝነበረ ህወሓት ድሕሪ ስምምዕ ምቁራፅ ተፃብኦታት ውዕል ፕሪቶሪያ እቲ ኣዋጅ ተሰሪዙ ኣብ ክልል ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ዝመስረተ ህወሓት ዛጊድ ብኮሚሽን ምርጫ ቦርድ ሕጋዊ ፍቓድ ኣይረኸበን።

ነዚ መሰረት ብምግባር ኣዋጅ ምዝገባ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ እንታይ ይብል? ምስ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ግብረ ሽበራ ብዝተኣሳሰረ ዝወፀ ኣዋጅ'ከ እንታይ ይብል?ውዕል ፕሪቶሪያ'ኸ?ዝብሉ ሕቶታት ብምልዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርስቲ ስቪል ሰርቪስ መምህር ሕጊን ሙሴ መዝገቦ ገብረመድህን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG