ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንዝተግበሮ ብወዛ ኣባላት ካቢነ ዝተዋሃበ ርእይቶ ኣረናን ገለ ነበርትን


መቐለ
መቐለ

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ትማሊ ሶኒ ንሹመት 6 ሓደስቲ ሰበ ስልጣን ከምዘፅደቐ ዝዝከ’ዩ። ብመሰረት’ቲ እቲ ዝተተግበረ ሹመትን ስዕረትን ኣባላት ካቢነን ዳያኑን ሪኢቶኦም ዝሃቡወኪል ኣረናን ገለ ኢትዮጵያዊያን ሕውስዋስ ሪኢቶ ሂቦም ኣለው።

ገሊኦም ‘ናይ ውልቀ-ሰባት ምቅይያር ዘምጸኦ ለውጢ ክህሉ ኣይኽእልን’ ክብሉ ከለው ካልኦት ድማ ‘ለውጢ ሓደ ኢልካ’ዩ ዝጅመር፣ ሙሁራት ምሕዋስ ንባዕሉ ዘተባብዕ’ዩ’ ይብሉ።

ግርማይ ገብሩ ዜጋታት ብዛዕባ’ቲ ክልላዊ መንግስቲ ዝተገብሮ ሙሻምን ምስዓርን ኣባላት ካቢነ ኣመልኪቱ ንዝተፈላለዩ ሰባት ኣዘራሪቡ ኣሎ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:55 0:00

XS
SM
MD
LG