ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ብዘጋጠመ ደርቂን ተዛመድቲ ጉዳያትን ምህርቲ ምጉዳሉ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ብዘጋጠመ ደርቂን ተዛመድቲ ጉዳያትን ምህርቲ ምጉዳሉ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:39 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ብዘጋጠመ ደርቂን ተዛመድቲ ጉዳያትን ምህርቲ ምጉዳሉ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ብዘራእቲ ካብ ዝተሸፈነ መሬት ብምኽንያት ድርቅን ተዛመድቲ ጉዳያትን፣ 37 ሚእታዊት ምህርቲ ጥራሕ ተረኺቡ ክብል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ተፈጥሮን እቲክልል ገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብቲ ክልል ዑደት ዘካየደ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሰላምን ርክብ ወፃእን ቤትምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ 49 ሚእታዊት መሬት ክልል ትግራይ ብምኽንያት ደርቂ ከምዘይተሓረሰ ኣፍሊጡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG