ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንሰር ቦብ ጌልዶፍ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ


ሰር ቦብ ጌልዶፍ ኣብቲ ስነ-ስርዓት
ሰር ቦብ ጌልዶፍ ኣብቲ ስነ-ስርዓት

ህዝቢ ኢትዮጵያ ቅድሚ 31 ዓመታት ኣብ ዘጋጠሞ ድርቂን ጥምየትን ሓደ ካብቶም ኣብ ጎኒ ህዝቢ ደው ዝበሉ ሰር ቦብ ጌልዶፍ እዮም።

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ነቲ ኣብ ፅንኩር ኩነታት ንዘካየዶ ፍቕርን ሓልየትን ዝተመልአ ሓገዝ ከምኡ ድማ ነቲ ኣብዚ ሐጂ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ዘካይዶ ዘሎ ልምዓታዊ ውራይ ናይ ክብሪ ማዕረግ ዶክትሬት ሂብዎ’ሎ።

እቲ ጽምብል ስነ ስርዓት ድማ ሎሚ መዓልቲ ብፕሬዝደንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዶክተር ክንደያ ገብረህይወት ኣቢሉ ተፈፂሙ’ሎ።

ሰር ቦብ ጌልዶፍ ኣብቲ ስነ ስርዓት ጽምብል ብኣካል ተረኺቡ ዝተሰመዖ ልዑል ክብርን ኩርዓትን ገሊፁ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዩኒቨርሲቲ መቐለ ንሰር ቦብ ጌልዶፍ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:04 0:00

XS
SM
MD
LG