ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓረስቶት ቆላ ተንቤን ብዘይድኹዒ ምዝርኦም እቶት ከጉድል ይኽእል'ዩ ክብል ስግኣቶም ይገልጹ

ሓረስቶት ቆላ ተንቤን ብዘይድኹዒ ምዝርኦም እቶት ከጉድል ይኽእል'ዩ ክብል ስግኣቶም ይገልጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:35 0:00

ሓረስቶት ቆላ ተንቤን ብዘይድኹዒ ምዝርኦም እቶት ከጉድል ይኽእል'ዩ ክብል ስግኣቶም ይገልጹ

ኣብ ወረዳታት ቆላ ተንቤን ላዕላይ ማይጨው ዘዘራረብናዮም ሓረስቶት ብዘይ ድኹዒ ግራቶም ይዘርኡ ከምዘለዉን በዚ ድማ ክንድ'ቲ ዝደልይዎ እቶት ከይረኽቡ ከምዝኽእሉ ስግኣቶም ሓቢሮም።

ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ብወገኑ ኣብቲ ክልል ሕፅረት ድኹዒ(መዳበርያ) ከምዘሎ ብምሕባር ኣብዚ ሰሙን ግና ዩርያ ዝተባህለ ዓይነት ድኹዒ(መዳበርያ) ናብቲ ክልል ምእታው ምጅማሩ ሓቢሩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG