ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገምጋም ምርጫ ኣመሪካ


ላባን ስዩም
ላባን ስዩም

ኣመሪካ ኣብዚ ዓመት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ከተካይድ ትዳሎ ኣላ። እዚ ምርጫ ድሮ ኣንፈት ኣብ ምሓዝ ይርከብ። ከም ቀዳማይ መምዘኒ ዝጥመት ኣይዋ ኮካስ ሕጹይ ሪፖብሊካን ፓርቲ ንምርቋሕ ዝተኻየደ ምውሃብ ድምጺ ዶናልድ ትራምፕ ተዓዊቱ ኣሎ። ድሮ’ውን ካብ መንጎ ርፓብሊካውያን እቲ ውድድር ኣብ ክልተ ተሪፉ ኣሎ። ኣብዚ ዝካይድ ዘሎ ምርጫ ዝሰፍሐ ገምጋም ንኽህበና ንፖለቲካ ኣመሪካ ብቐረባ ዝከታተል ላባን ስዩም ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ

እዚ ቃለ-ምልልስ ኣቐዲሙ ድሕሪ ናይ ኣይዋ ኮካስ ዝተገብረ ምዃኑ ምዝኽኻር የድሊ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG