ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ካብ ነበርቲ መንደፈራን ዓድግራትን ብዛዕባ በዓላት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን


▶ዕላል ካብ ነበርቲ መንደፈራን ዓድግራትን ብዛዕባ በዓላት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:29 0:00

▶ዕላል ካብ ነበርቲ መንደፈራን ዓድግራትን ብዛዕባ በዓላት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን

ቅንያት ሓንሰ-መስቀለን ሓዲሽ ዓመትን`ዩ ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ካብ ሎሚ ረቡዕ ዝጀመረ ጳጉመን ንሹድሽተ መዓልታት ዝቕጽል ክኸውን ከሎ፡ ዝመጽእ ሰሉስ ቅዱስ ዮውሃንስን ሓዲሽ ዓመትን ክኽበር`ዩ። ንምዃኑ ኣብ ቅንያት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን እንታይ ይግበር? ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን`ከ ብኸመይ ይብዓል? ኣርባዕተ ኣጋይሽ ተዓዲሞም ኣለዉ። ስነ-ጥበባዊ ኣማኑኤል ጎይትኦምን ዮሃና ኣበራን ካብ መንደፈራ ዞባ ደቡብ ኤርትራ ፡ ኣልማዝ ዮሃንስን ትርሓስ መብርሃቱን ድማ ካብ ዓድግራት ክልል ትግራይ ኢትዮጵያን `ዮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG