ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መድረክ፡መኢአድን ሰማያዊ ፓርትን ካብ ቅድመ ዘተ ልዝብ ርእሶም ምግላሎም ገሊጾም


ፋይል
ፋይል

ናይ ኢትዮጵያ ፈደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሓድነት(መድረኽ)፡ ናይ ህዝቢ መላእ ህዝቢ አምሓራ ውድብ (መኢአድ)ን ሰማያዊ ፓርትን ካብቲ አብ መንጎ ተቓወምቲ ፓርቲታትን ገዛኢ ፓርቲ ኢህወዲግን ዝካየድ ዝነበረ ቅድመ ዘተ ልዝብ ርእሶም ምግላሎም ገሊጾም።

ኢሕወዴግ ግን እቲ ምምይጥ ቅድመ ዘተ ምስ ካልኦት ፓርቲታት ንምቅጻል ከምዝወሰነ አፍሊጡ’ሎ።

መድረኽ ብተወሳኺ ንምንዋሕ ጊዜ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ተቃዊምዎ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መድረክ፡መኢአድን ሰማያዊ ፓርትን ካብ ቅድመ ዘተ ልዝብ ርእሶም ምግላሎም ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:52 0:00

XS
SM
MD
LG