ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ክዳንን ጫማን ዘይብሎም ኣሕዋተይ’ውን ኣለዉኒ ግን ካልእ’የ ዝርኢ፡” ወ/ሮ ሊድያ ሸፈርድ

“ክዳንን ጫማን ዘይብሎም ኣሕዋተይ’ውን ኣለዉኒ ግን ካልእ’የ ዝርኢ፡” ወ/ሮ ሊድያ ሸፈርድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:44 0:00

“ክዳንን ጫማን ዘይብሎም ኣሕዋተይ’ውን ኣለዉኒ ግን ካልእ’የ ዝርኢ፡” ወ/ሮ ሊድያ ሸፈርድ

ኣብ ክልል ትግራይ ማእከላይ ዞባ ኣብ ወረዳ ሓሓይለ ተወሊደን ብሰንኪ እቲ ዝነበረ ኲናት ንስደት ዘምርሓ ወይዘሮ ሊድያ ሸፈርድ፡ ኣብታ ተወሊደን ዝዓበያላ ዓዲን ከባቢን ተመሊሰን ምስ ከዳ፡ ኣብቲ ሕብረተሰብ ዝተዓዘበኦ ስእነት ትምህርቲን ሕክምናን ስቕ ኢለን ንኽዕዘባ ኣየኽኣለንን። ገዝአንን ካልእ ውልቃዊ ንብረትንን ሸይጠን ፈለማ ቤት ትምህርቲ፡ ዳሕራይ ድማ መወለዳን ክሊኒክ ሰሪሐን። ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ ንዝዓነወ ትሕተ-ቅርጺን ካልእ ምስ ስራሕተን ብዝምልከት ኣዘራሪብናየን ኣለና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG