ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ዳባት ተጨውዩ፣ ክሳብ ቅትለት ዝኸይድ ምክልባት ከም ዘሎ ነበርቲ ይዛረቡ

ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ዳባት ተጨውዩ፣ ክሳብ ቅትለት ዝኸይድ ምክልባት ከም ዘሎ ነበርቲ ይዛረቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:36 0:00

ኤርትራዊ ስደተኛ ካብ ዳባት ተጨውዩ፣ ክሳብ ቅትለት ዝኸይድ ምክልባት ከም ዘሎ ነበርቲ ይዛረቡ

ኣብ ሰሜን ጎንደር፡ ወረዳ ዳባት፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ዝተጨውየ ወዲ 12 ዓመት ኤርትራዊ ህፃን ንምልቃቕ፡ 400-ሽሕ ብር ከም ዝተሓተቱ ወላዲኡ ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ነቲ ዝተባህሉዎ ገንዝብ ንምእካብ ኣብ ልመና ተዋፊሮም ከም ዝርከቡ እቶም ኣቦ ክሕብሩ እንከለዉ፡ ካልኦት ነበርቲ እቲ መዓስከር ግን ክሳብ ቅትለት ዝኸይድ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ከም ዝወርዶም ይገልፁ።

ብመሰረት ደንጉዩ ዝበፀሐና ሓበሬታ፡ ንመልቀቒኡ 400 ሽሕ ብር ዝተሓተተሉን ኤርትራዊ ህፃን፡ ድሒሩ ብ200 ሽሕ ብር ከምዝተለቐቐ ወላዲኡ ኣቶ መሓመድ ዑስማን ገሊፆም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG