ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢጣልያ፥ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ዝወሰኸሉ ተሪር ሕግታት ምሕታት ዑቕባ ተሕልፍ

ኢጣልያ፥ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ዝወሰኸሉ ተሪር ሕግታት ምሕታት ዑቕባ ተሕልፍ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:31 0:00

ኢጣልያ፥ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ዝወሰኸሉ ተሪር ሕግታት ምሕታት ዑቕባ ተሕልፍ

መንግስቲ ኢጣልያ ሓደስቲ ማእከላት መቐበሊ ስደተኛታት ክሃንፅ ምዃኑን ተቐባልነት ዘይረኸቡ ድማ ብቕልጡፍ ክመልስ ዘኽእል ስጉምትታት ትማሊ ሰኑይ 18 መስከረም 2023 ኣፅዲቑ። ኢጣልያ ኣብ ቀረባ ናብ ደሴት ላምፐዱሳ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣጋጢሙዋ ይርከብ። ኣብዚ ዓመት ጥራሕ በቲ ሓደገኛ ባሕሪ ኣቢሎም ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ ልዕሊ 2,000 ሰባት ከምዝሞቱ ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት የመልክት።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብታ ንእሽተይ ደሴት ኣስታት 10-ሽሕ ደተኛታት ኣትዪም። መብዛሕትኦም ካብ ቱንዝያ ብናእሽቱ ጀላቡ ኣቢሎም ንባማእከላይ ባሕሪ ዘቛረፁ እዮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG