ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ኣብ ጉዳይ ኩነታት ኤች.ኣይ.ቪ/ኤድስ ዓለም፣ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን እንታይ ይመስል?


ቫይረስ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤድስ ንምቁፅፃር ብምኽኣሉ ኣብ ሰባት ዘሎ ርድኢት'ቲ ሕማም ሸለልትነት ይረኣዮ ኣሎ ክብል ኣብ ዩኒቨርስቲ ዊሰከንሰን መምህርን ክኢላ ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ዶክተር ዳውድ ሲራጅ ይገልፅ። ዶክተር ዳውድ ኣብ 2023 ዝወፀ ፀብፃብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቃስ 39 ሚሊዮን ሰባት ምስቲ ቫይረስ ከምዝነብሩን ምስፍፋሕ እቲ ቫይረስ ናብ ትሑት ኣሃዝ ከምዝወረደን ይገልፅ ።

XS
SM
MD
LG