ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ንስራሕ ግብረሰናይ ዝተበገሰት ገሊላ መኮነን


ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ንስራሕ ግብረሰናይ ዝተበገሰት ገሊላ መኮነን
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:54 0:00

ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ንስራሕ ግብረሰናይ ዝተበገሰት ገሊላ መኮነን

ኣብ ቁልዕነታ ካብ ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝኸደትሉ ኣብ መነባብሮን ኣገልግሎት ትምህርትን ብዝተዓዘበቶ ዝተገረመት ናይ እቲ ሽዑ እዋን ህፃን ገሊላ መኮንን ዝተዓዘበቶ ብድሆታት ንምግጣም ሓገዛት ከተበርክት ወሲና።

ጓል 10 ዓመት ኮይና ዝተዓዘበቶ ነቲ ናይ ግብረሰናይ ስርሓት ዘበገሳ ምዃኑ ኣቡኣ ኣቶ መኮነን ሃይለመስቀል ይዛረቡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG