ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስድራ ግዳያት ዝወደቐት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ክሲ ክምስረት ይሓቱ


ፋይል
ፋይል

ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኣመሪካ ምስ ስድራቤት ግድያት ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ዝወደቐት ንብረት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ 737 ማክስ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም።

ስድራቤት ሚንስትሪ ፍትሒ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኩባንያ ቦይንግ ክሲ ገበን ንክምስርት ዘለዎም ድልየቶም ገሊጾም ኣለው።

ኩባንያ ቦይንግ ምስ ስድራ ቤት ግዳያት ሚስጢራዊ ስምምዕነት ከካይድ ምጽንሑ ይግለጽ። ኣብቲ ሓደጋ ስድራቤቶምን ፈተወቶምን ዝሞትዎም ግና ሚንስትሪ ፍትሒ ኣብ ቤት ፍርዲ ፌደራል ክሲ ንክምስርት ኣብ ምሕታት ይርከቡ።

ነቲ ሕቶ ዝተቀበለ ሚንስተር ፍትሒ ኣመሪካ ነቲ ጉዳይ ይምርምሮ ከምዘሎ ትማሊ ረቡዕ ኣፍሊጡ ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG