ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ራህዋ ኢዮብ -- ኣደ፡ መሳርሕቲን ሓብቲን


ራህዋ ኢዮብ -- ኣደ፡ መሳርሕቲን ሓብቲን
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:34 0:00

ራህዋ ኢዮብ -- ኣደ፡ መሳርሕቲን ሓብቲን

ራህዋ ኢዮብ ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ደኣ ትዕበ እምበር፡ ሕጂ ግን ኣብ ኣስመራ መፍረ ዓሳታት፣ ኣብ ሰገነይቲ መፍረ ንህቢ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ጸሮና ሕርሻ ፍረታትን ኣራንሺን እትመርሕ ዘላ ኣብነታዊት ኣደ’ያ። ንሱ ጥራይ ዘይኰነስ ራህዋ ሽዱሽተ ደቃ’ውን ባዕላ’ያ ንበይና እትኣሊ። ራህዋ ነቶም ሽዱሽተ ደቃ’ውን ኣብቲ ስራሕ ከም እተዋፍሮም’ያ እትነግር። ከም ኣደኦም፡ መሳርሕቶምን ሓብቶምን ስለ እትቐርቦም ድማ፡ ንስራሕት እቲ ስድራ ከዕብዩ ክኢሎም ኣለዉ። ብርሃነ በርሀ ናብ ሕርሻታት እዛ ኣብነታዊት ሓረስታይ በጺሑ ነይሩ፡ ንምክትታሉ መላግቦ ሰዓቡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG