ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ ኤርትራ ክሳብ ነቲ ክስታት አጽኒዓ ምላሽ ንምሃብ ዕድል እትረክብ መርማሪ ኮሚሽን ጸብጻብ ናብ ህዝቢ ከየውጽኦ ደው ከብሎ ጸዊዓ


ኤርትራ ናብ ፕረዝደንትን ኣባላትን ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ 30 ግንቦት ኣብ ዝለአኸቶ ደብዳበ እቲ ቤት ምኽሪ ኤርትራ ብዝግባእ ርእስ ንምኽልኻል ዘለዋ መሰል ኣፍልጦ ክህብን ከኽብርን ሓቲታ’ላ።


እቲ ቤት ምኽሪ ክሳብ ኤርትራ ነቲ ክሲ ኣጽኒዓ ትርጉም ዘለዎ ምላሽ ንምሃብ ዕድል እትረኽብ ነቲ ምዝርጋሕ ጸብጻብ ደው ከብሎ'ውን ንጽውዕ ኢላ’ላ።


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG