ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኣዕቋቢ’ውን ጠዋሪ ኣብ ዝደልየሉ፡ ተሓገዝቲ ደኣ..."


"ኣዕቋቢ’ውን ጠዋሪ ኣብ ዝደልየሉ፡ ተሓገዝቲ ደኣ..."
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:53 0:00

"ኣዕቋቢ’ውን ጠዋሪ ኣብ ዝደልየሉ፡ ተሓገዝቲ ደኣ..."

ድሕሪ ምጅማር ኲናት ክልል ትግራይ፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣብ መዓስከራት ስደተኛታት ትግራይ ተዓቚቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ኣብ መንጎ ክልተ ሓዊ’ዮም ተቐርቂሮም። ኩነታት ምስ ሃድአ’ውን እቶም ኣመቶም ክገብሩ ትጽቢት ዝነበሮም ከም ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ወይ ድማ ጉዳያት ተመለስቲን ስደተኛታትን ኢትዮጵያ ገና ደሃዮም ኣይገበረን። መጭወይቲ’ውን ብሰፊሑ ኣብ ዝሰፈነሉ፡ እቲ ምምጻእ ግን ገና ኣየቋረጸን ይብሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም፡ ብማሕበር ተጠርኒፎም ዘለዉ ወገናት። እታ ክግበሩዋ ዝኽእሉ ብማሕበር ተጠርኒፎም፡ ንሓድሕዶም ክደጋገፉን ሽግራቶም ዓው ኢሎም ከቃልሑን ይጽዕሩ ከም ዘለዉ ይሕብሩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG