ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ውሕጂን ሞት የስዕብ'ሎ

ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ውሕጂን ሞት የስዕብ'ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:41 0:00

ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ውሕጂን ሞት የስዕብ'ሎ

ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዘጋጠመ ብርቱዕ ዝናብን ውሕጅን ሞት የስዕብ’ሎ። መንግስቲ ብሩንዲ ኣብ ፅባሕ እቲ ሓደጋ ውሕጅ ዓለምለኸ ሓገዝ ሓቲቱ’ሎ። ኣብ ብሩንዲ ኾነ ኣብ ካልኦት ከባቢታት’ቲ ዞባ ውሕጅ ሓዊሱ ዘጋጥም ዘሎ ፅንኩር ኩነታት ኣየር ብስንኪ ኤልኒኞ ምዃኑ ክኢላታት ኩነታት ክሊማ ይገልፁ’ለዉ።

ካብ ፍርቂ ወርሒ መጋቢት ንደሓር ኣብ ኬንያ ብሰንኪ ውሕጅ 35-ሰባት ክሞቱ ከለዉ ልዕሊ100-ሽሕ ሰባት በቲ ኩነታት ተጸልዮም ኣለው።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG