Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available
መራገፊ
ፓርላማ ሆላንድ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ንኤርትራ ዝምልከት ውሳነ ኣሕሊፉ’ሎ።እዚ 11 ነጥብታት ዝሓዘ እማመ ኤርትራዊያን ንመንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ዝኸፍሉዎ ክልተ ሚእታዊ ግብሪ፣ብዛዕባ ውሳነታት መርማሪ ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት፣ብዛዕባ ማሕበር መናእሰይ ህዝባዊ ግንባር ንዴሞክራስን ፍትሕን፣ ካልኦትን ኣሕሊፉ’ሎ።
ኣብ ሆላንድ ነቲ ጉዳይ ብቐረባ ካብ ዝተከታተሉ ክልተ ኤርትራዊያን ጋዜጠኛ ሃብቶም ዮሃንስን መሰረት ባህልቢን ገሊኦም እዮም።
ንትሕዝቶን ትርጉምን እቲ ውሳነ መብርሂ ሂቦምና ኣለው።