ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ-ግዝኣት ኣሜሪካ ዝነብሩ ተወላዶ ኦሮሞ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝመጹ ተወላዶ ኦሮሞን ካልኦትን ኣብ ኒዮርክ ኣፍደገ ሕቡራት መንግስትታ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ኣብ ፊት ንፊት ቤት-ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ተቃውሞ ሰልፊ ዝገብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኦሮሞ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምሓዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ ዘውርዶ ዘሎ ዝበሉዎ ግፍዕን ማእሰርትን ደው ይብል ክብሉ ሓቲቶም ኣለው።


ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG