ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን መሰል መዋለዲ አካል ደቂ ኣንስትዮን

ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን መሰል መዋለዲ አካል ደቂ ኣንስትዮን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:23 0:00

ወፍሪ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካን መሰል መዋለዲ አካል ደቂ ኣንስትዮን

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ንመሰል ደቀንስትዮ መዋለዲ ኣካላት ሕመረት ወፍሪ ምረፁኒ ብምግባር ንምቅያዲ’ዚ መሰል መንገዲ ብምኽፋቶም ቅድሚኦም ንዝነበሩ መወዳድርቶም ዶናልድ ትራምፕ ተሓታቲ ጌሮም። ዶናልድ ትራምፕ ግን ኣብዚ ፕረዚደንታዊ ወፍሪ ምርጫ ምንፃል ጥንሲ ብዝምልከት ካብቶም ኣብ ውሽጢ ሪፑብሊካን ፓርቲኦም ዘለዉ ገለ ኣባላት ዝያዳ ማእኸላይ መርገፂ ሒዞም’ለዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG