ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

በዓልቲ-ሞያ ቅብኣን ዲዛይንን ንግስቲ ዘወልዲ ተመክሮኣ ተካፍል


በዓልቲ-ሞያ ቅብኣን ዲዛይንን ንግስቲ ዘወልዲ ተመክሮኣ ተካፍል
please wait

No media source currently available

0:00 0:19:14 0:00

ንግስቲ ዘወልዲ(ቲቲ) ኣብ ቅብኣን ዲዛይንን ከምኡ`ውን ኣብ ዝተፈላለዩ  ውሽጣውን ግዳማውን ዲዛይን ስነ-ህንጻ ትነጥፍ ዘላ ኤርትራዊት`ያ ።  ኣብ ዝተፈለለዩ ዓለም-ለኻዊ ስነ- ጥበባዊን መድረኻት ብምስታፍን ምርኢት ፋሽን ብምድላውን ተሸሊማን`ያ።  ንሳ፡ ኣብ ኣመሪካ ንክነብራ ንዝመጻ ደቀንስትዮ፡  ህይወተን ከመሓይሻሉ ዝኽእላ ብዙሕ ዕድላት ከም ዘሎ ትመክር።  ቲቲ፡  ኣብ ካሊፎርንያ፡ ከባቢ ኦክላንድ ትነብር በዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሰለስተ ቆልዑትን`ያ። 

XS
SM
MD
LG