ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ኤርትራ ምስ ሩስያን ቻይናን


ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ኤርትራ ምስ ሩስያን ቻይናን
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:15 0:00

ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወርሒ ግንቦት ናብ ቻይናን ሩስያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ምክያዱ፡ ኣብ ዝምድና ኤርትራን ምልውዋጥ ሓይሊ ምዕራብን ምብራቕን ኣመልኪቶም ገምጋሞም ክህቡና ንዶ/ር ሄርሞን ብርሃነ ዑቕባሚካኤልን ኣቶ መርስኤ ኪዳንን ኣዘራሪብና ኣለና። ዶክተር ሄርሞን መምህር ስነ-ጋዜጠኝነት ክኸውን እንከሎ፡ ኣቶ መርስኤ ድማ ክኢላ ምሕደራን ናይ ቀረባ ተኸታታሊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን’ዩ።

XS
SM
MD
LG