ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረዚደንት ኦባማ ታሪኻዊ ምብጻሕ ንምፍጻም ኣብ ኩባ ኣብ ዝኣተውሉ

ፕረዚደንት ኦባማ ምስ በዓልቲ ቤቶም ሚሸል ኦባማን ክልተ ኣዋልድ ደቆምን ናይ ሰለስተ መዓልቲ ምብጻሕ ንምፍጻም ኣብ ኩባ እትዮም። ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ኩባ ምብጻሕ ዝፍጽሙ ዘለዉ ኣብ ዝሓለፉ 88 ዓመታት ናይ ፈለማ መራሒ ሃገር ኣመሪካ ኮይኖም ተጠቒሶም ኣለው።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG