ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`መራሕቲ ጽባሕ ዘይኮነስ መራሕቲ ሎሚ ኹኑ` - ቶማስ-ግሪን ንመንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ


Obama African Leaders Initiative
Obama African Leaders Initiative

" ንስኻትኩም መንእሰያት ኣፍሪቃ ፡ሞተረ ለውጢ ኣፍሪቃ ክትኮኑ ይግባእ"

ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ዝቐነየ ፕሮግራም መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ ክዛዘም ከሎ ትማሊ ብመደረ ዝዓጸውኦ፡ ሊንዳ ግሪንፊልድ`የን።

ምኽትል ሚንስተር ወጻኢ ኣመሪካ ንጉዳይ ኣፍሪቃ ሊንዳ- ቶማስ ግሪንፊልድ፡ ነቶም ካብ ኣፍሪቃ መጺኦም ናይ 6ተ ሰሙናት ትምህርቲ ክከታተሉ ዝጸንሑ 500 ዝኾኑ መንእሰያት ከፋንዋ ኸለዋ ኣብ ዘስምዕዖ መደረ፡ "ኣብ ሃገራትኩም ዕብየትን ብልጽግናን ኣብ ምምጻእ ክተበርክቱ ንጽበየኩም" ኢለን።

ብእንግሊዝኛ ምሕጻረ-ቃል YALI ተባሂሉ ዝፍለጥ ፕሮግራም መንእሰያት መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ብፕረሲደንት ባራክ ኦባማ ዝተበገሰ ምዃኑ ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:59 0:00

XS
SM
MD
LG