ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ዳኒኤል ተክሉ ረዳ፡ ኣብ ትምህርቱን ስነ-ጽሑፋዊ ኣበርክትኡን ኣብነታዊ ኢትዮጵያዊ


Ethiopia
Ethiopia

ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ መምህር ቋንቋ ትግርኛ`ዩ። 14 መጻሕፍቲ ከምዝጸሓፈ ገሊጹ`ሎ። ካብ መንጉኡ መጻሕፍቲ ሰዋስውን መዝገበ ቃላትን ይርከቦ።

ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ተኽሉ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
Dr. Daniel Teklu
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:43 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG