ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ መጥቓዕቲ ተኹሲ ኒውዝላንድ ዝተረፉ ኢትዮጵያዊ ብዛዕባ’ቲ ፍጻመ ይዛረቡ


ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ እዋን ጸሎት ዓርቢ ኣብ ክልተ መሳጊድ ኒውዝላንድ ከተማ ክራይስትቸርች ኣብ ዝተፈጸመ መጥቓዕቲ ተኹሲ ካብ መንጎ ዝቖሰሉ ኢትዮጵያዊያን ከምዝርከብዎም ተገሊጹ።

ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ኒውዝላንድ ከተማ ክራይስት ቸርች ሓደ ዕጡቕ ኣብ ልዕሊ ክልተ መሳጊድ ኣብ ልዕሊ ኣምነቲ ተኹሲ ከፊቱ 50 ሰባት ቀቲሉ ካልኦት 30 ሰባት ቆሲሎም።

ኣብቲ እዋን’ቲ መጥቓዕቲ ኣብቲ መስጊድ ካብ ዝነበሩ ብህይወት ካብ ዝተረፉ ኢትዮጵያዊ ኣቶ ዓብደልቃድር አባገሮ ሓደ’ዩ።

ንሶም ብዛዕባ’ቲ ኩነታት ንድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ኣፋን ኦሮሞ ዝሃብዎ ቃል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG