ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኤርትራን ጅቡቲን ዘይምርድዳኣን ብሰላማዊ መንገዲ ንምፍታሕ ምስምማዓን ንህዝቢ'ቲ ከባቢ ዓብይ መልእኽቲ'ዩ "ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ


ኤርትራን ጅቡቲን ኣብ መንጎኣን ዝነበረ ዘይምርድዳእ ብሰላማዊ መንገዲ ንምፍታሕ ምስምማዓን ንኢትዮጵያ ዓብይ ዲፕሎማሲያዊ ሰሙን’ዩ ክብሉ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ገሊጾም።

ኣብ ኣሜሪካ ናይ ጅቡቲ ኣምባሳደር ኸአ እዚ ቀዳማይ ኣወንታዊ ስጉምቲ’ዩ ድሕሪ ምባል ንዝተረፉ ኣፈላላይ ከምዝፍትሑ ይተኣማመን እየ ኢሎም።

ዶ/ር ወርቅነህ ገበየሁ ንድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ ቃል እዚ ንህዝቢ እቲ ከባቢ ዓብይ መልእኽቲ ዘለዎ’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG