ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስደተኛታት ጽዒና ካብ ጅቡቲ ናብ የመን ተምርሕ ዝነበረት ጀልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ 15 ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ


ልዕሊ 90 ስደተኛታት ጽዒና ካብ ጁቡቲ ናብ የመን ትጉዓዝ ዝነበረት ጀልባ ብዘጋጠማ ሓደጋ ምስባር 15 ስደተኛታት ብሰንኪ ጥምየት፣ፅምኢ ማይን ተስፋ ምቑራፅ ናብ ባሕሪ ብምዝላል ህይወቶም ምጥፍኡ ዓለምለኸ ትካል ፍልሰተኛታት/IOM/ ኣፍሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG