ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምክትል ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ጣልዋ ዝኣትው ዘሎ ማሕበረሰብ ዓለም ካብ ተግባራቶም ክቑጠቡ ኣጠንቕቖም


ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን
ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን

እቲ ዝሓለፈ ዓመት ኢትዮጵያ ብዙሓት ዓወታትን ፈተናታትን ዝገጠምዋ ዓመት ምንባሩ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም ።

ኣብቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝካየድ ዘሎ መበል 76 ዓመታዊ ኣኼባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተረኽቡ ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ኢትዮጵያ ደመቀ መኮንን ትማሊ ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ጣልቃ ይኣትው ንዘሎ ማሕበረሰብ ዓለም ብምኽሳስ ካብ ተግባራቶም ክቑጠቡ ኣተሓሳሲቦም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG