ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መላግቦ ያታዊን ዘመናዊን ስነ-ጥበብ


መላግቦ ያታዊን ዘመናዊን ስነ-ጥበብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:10 0:00

መላግቦ ያታዊን ዘመናዊን ስነ-ጥበብ

ኣሕመድ ኣድም ስዒድ፡ ብቛንቋ ሳሆ ዝደርፍ ድምጻዊ ኰይኑ፡ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ዝጽወቱ ዝነበሩ ባህላዊ ጸወታታን ዝውቱራት ባህላዊ ደርፍታታን ብሄረ ሳሆ ብምፍታሽ፡ናቱ ፈጠራ ወሲኹ ንህዝቢ ኣብ ምልላይ ይጽዕር ከም ዘሎ ይዛረብ። እዚ ናይ ምግጣም፡ምዝያም፡ ምድባልን ምእላይን ዓቕሚ ከም ዘለዎ ዝዛረብ መንእሰይ ስነ-ጥበበኛ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ በዓላት፡ ጽንብላት ካልእ ኣጋጣሚታትን ባህላዊን ዘመናዊን ትሕዝቶ ክጻወት ጸኒሑን ኣሎን።

XS
SM
MD
LG