20 ሰነ ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ምክንያት ብምግባር ኲነታት ኣብ ዳባት ክልል ኣምሓራ ዘለዉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ንምድህሳስ ገለ ካብኣቶም ኣዘራሪብና ኣለና።
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብዝምልከት ንሓደ ካብ ኣቶም ኣዘራሪብና ኣለና፡ ንድሕነቱ መንነት ናይቲ ስደተኛ ክንዕቅብ ኢና።