ኣብ ኣስመራ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኸፍተ ኤምባሲ ኣሜሪካ ዝርከቦም ኣህጉራዉያን ሃገራውያንን ትካላትን ውልቀሰባትን ሕትመታቶም ንህዝቢ ዘቕረብሉ ምርኢት ንባብ ይቕጽል ኣሎ ።
ኣብ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ዝርከብ እንዳ ኣብርሃ ወኣጽባሃ ተቐባልን መራሒን ኣጋይሽ ነብስሄር መምህር ገብረእግዚኣብሔር በርሀ “ኣብርሃ ወኣጽባሃ ገዳም ተይኮነስ ደብረ ነገስት እዩ ዝባሃል ይብሉ።
"ንተበርህ ሓፍተይ ድሕሪ ናጽነት`የ ዝፈልጣ"
ናብ ማይሊሓም መቐለ ቅልቅል ዝበለ ንዐኦም ዘይፈልጥ ሰብ የለን፡፡ ውዳሰን መዝሙርን ብግእዝ ኣቕሪቦም ልቢ ሰብ የፈስሁ፡፡ ስልማት መሳሊ ምስ ረኸቡ ድማ ነታ “ናይ ኣኽሱም” ዝብል ሽም ዘውፁላን ኣብ ክሳዶም ዘንጠልጠልዋን ጥሩምባ ብኣፍንጭኦም ነፊሖም ታሕጓሶም ይገልፁ፡፡
ተወሳኺ ጽዓን