"ንተበርህ ሓፍተይ ድሕሪ ናጽነት`የ ዝፈልጣ"
ናብ ማይሊሓም መቐለ ቅልቅል ዝበለ ንዐኦም ዘይፈልጥ ሰብ የለን፡፡ ውዳሰን መዝሙርን ብግእዝ ኣቕሪቦም ልቢ ሰብ የፈስሁ፡፡ ስልማት መሳሊ ምስ ረኸቡ ድማ ነታ “ናይ ኣኽሱም” ዝብል ሽም ዘውፁላን ኣብ ክሳዶም ዘንጠልጠልዋን ጥሩምባ ብኣፍንጭኦም ነፊሖም ታሕጓሶም ይገልፁ፡፡
ኣብ ዝሓለፈ 3 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጉጅለ ሙዚቃ ኦኣሲስ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሲኒማ ኣስመራ ክላስክ ኮንሰርት ንህዝቢ ቀሪቡ ነይሩ።
ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ምስ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብሓባር ኣብ ዘሰናደእዎ ሃገራዊ ዋዕላ ቱሪዝም ሶኑይ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ፕላኔት ሆቴል ተኻይዱ።
ተወሳኺ ጽዓን