ኣሜሪካ ኮምሽን መርማሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኤርትራ ንዘቕረቦ ጸብጻብ ንሪኢዮ ኣለና፤ኤርትራ ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ንኽተማሓይሽ ዝግበር ዓለምለኸ ጻዕሪ ምድጋፍና ክንቕጽል ኢና ክብሉ ምኽትል ወሃቢ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ማርክ ቶነር ኣፍሊጦም።
ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ ንምውፃእ እተካይዶ ረፈረንደም ንብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ዝጎድእ እዩ ክብሉ ሚኒስትር ፋይናንስ ጀርመን ዎፍጋንግ ሻውብል ገሊፆም።
ተወሳኺ ጽዓን