ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ኩነታቶም ከምዘይፈልጥ ዝገልጽ`ቲ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ህላዌኦም ዘይፍለጥ ክልተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት`ውን ብቀይሕ-መስቀል ክብጽሑ ጸዊዑ
ሮቤል፡ ንመርመርቲ ሓሶት ነጊርካ ዝብል ክሲ`ዩ ተመስሪትዎ፡ ክሳብ 8ተ ዓመት ዝበጽሕ ከእስሮ ይኽእል
ማሕበረሰብ ዓለም ህፁፅ ምላሽ ኣይሃበሉን ክብል እቲ መፅናዕቲ ነቒፉ
ጠበቓ ናይ ኣንዱኣለም ኣራጌ ንሰበስር ሰማዒ ይግባይ ክብል እየ ኢሎም ኣለው
ሚንስተር ምክልኻል ሶማልያ ግና፡ ኢትዮጵያ ንሶማልያ ምርግጋእ ንረብሓኣ`ውን ስለዝኾነ ከምትቕጽሎ እተኣማመን`የ ይብል
እቲ ቤተ መፃሕፍትን ሙዚየምን ልዕሊ 70 ሚሊዮን ገፅ ፅሑፋትን 80 ቴራባይትስ ዲጂታዊ ናውትን ዝሓዘ እዩ
ተወሳኺ ጽዓን