ብዓርቢ ዝተመሓላለፈ ምሉእ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
ብሓሙስ ዝተመሓላለፈ ምሉእ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
መራሒ ጋና ድማ ሃገራት ንሚድያ ምቹኣት ንክኾና ፀዊዖም
መንግስቲ ኤርትራ ግን እቶም ኽስታት መርትዖ ዘይብሎም ክብል ነፂጉዎ`ሎ
ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ኮንፈደራሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ካብ ኣስመራ፡ ሓላፊ ርክባት ወጻኢ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ`ዚ መደብ ብሓባር ቐሪቦም ኣለዉ
ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ኩነታቶም ከምዘይፈልጥ ዝገልጽ`ቲ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ ህላዌኦም ዘይፍለጥ ክልተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት`ውን ብቀይሕ-መስቀል ክብጽሑ ጸዊዑ
ተወሳኺ ጽዓን