ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ሓደ ብሕማም ፖልዮ ማለት ኣልምሲ ዝተጠቐዐ ማማይ ከምዝተረኸበ ምግላፅና ይዝከር
መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን፡ኢትዮጵያውያንን ሶማሊያውያንን`ዮም ይብሃል
ኣባላት ኮንግረስ ነንሕድ ሕዶም ይካሰሱ’ዃ እንተሃለው ኣሜሪካዊያን ንኽልቲኦም ይኹንኑ ኣለው
ሓረጉ ቀለታን ፍጹም ተስፋማርያምን ካብ መንጎ ኣሰናዳእታ`ዮም
ከባቢ 800 ሽሕ ሰራሕተኛታት ብግዚያዊነት ካብ ስርሖም ቦኺሮም ኣለው
ምርጫና ከም ካልኦት ህዝብታት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ተሃድሶ ለውጢ ኽቀላጠፍ እዩ - ሚኒስትር ወፃኢ ኤርትራ ዖስማን ሳልሕ
ኣብ ካርቱምን ፖርትሱዳንን ድማ ምስ ፖሊስ ግጭት ቀጺሉ`ሎ ብዛዕባ ናህሪ ዋጋ ነዳዲ
ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩ፡ ኣልሸባብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምቲ ናይ ኬንያ ዓይነት መጥቃዕቲ ክፍጽም ዘሎ ዕድል ጸቢብ`ዩ ይብል
ኣፍሪቃ ኣብ ፅቡቅ መስመርያ ዘላ'ውን ኢሎም።
ዛጊድ ልዕሊ 70 ሰባት ሃለዋቶም ኣይተፈለጠን
ተወሳኺ ጽዓን