ሙዚቀኛን ተዋሳኣይን
ካብ ሓደጋ ማእኸላይ ባሕሪ ዝደሓኑ ነቲ ሓደጋ ዝተዋህበ ምላሽ ደንጉዩ'ዩ ርእየናና ዝሓለፋ ጀላቡ'ውን ኔሬን'ይን ስለዚ ይመርመረልና ይብሉ'ለዉ።
መንግስቲ ጣልያን ነቶም ሬሳታት ብቐጥታ ንቤተሰቦም ጥራይ`የ ዘርክብ ኢሉ ዝተባህለ ሓቂ ከምዘይኮነ`ውን ገሊጹ
ጣልያን ስድራ-ቤታት መወቲ ሬሳ ቤተ-ሰቦም ባዕላቶም ክሓቱ አለዎም ከም ዝበለት ተገሊፁ
ኣንፃር ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈፀመ ገበን እዩ ኢሎምዎ
መንግስቲ ኤርትራ ነቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝጠለቑ፡ ናይ መጓዓዝያ ሸፊኑ ንቤተሰቦም ከረክቦም ይጽዕር ከምዘሎ`ውን ገሊጹ
ተወሳኺ ጽዓን