`ካብ ኢህወደግ ዝሓሸ ለውጢ ክመጽእ ኣይንጽበን ` ይብሉ ንመልእኽቲ ቀ/ሚ ሃይለማርያም ርእይቶ ዝሃቡ ተቓወምቲ ትማሊ ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ: ንሕቶ መንነት ኣብ ወልቃይት ዝሓላለኹን ዝሕተትሉን ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ክልላት ትግራይን ኣምሓራን’ዮም ኢሎም ኔሮም።
ተወሳኺ ጽዓን