ምስሊ እቲ ኣብ ወሰና ወሰን ማያት ቱርኪ ካብ ባሕሪ ተፀፊዑ ዝወፀ ዘሰንብድ ሬሳ ሶሪያዊ ቆልዓ ሰለስተ ዓመት ነቲ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ቅልውላው ስደተኛታት ንምፍታሕ ተወሳኺ ፃዕሪ ንክገብሩ ንመራሕቲ ኣውሮፓ ዘለዓዓሎም ይመስል።
ንምዕራብ ኣንፊቶም ዝተበገሱ ስደተኛታት ኣብ ቀንዲ ጣቢያ ባቡር ቡዳፔስት ሃንጋርይ ተኣኪቦም ኣለው።
ተወሳኺ ጽዓን