ኣብ`ቲ ኣብ ከተማ ፊለደልፍያ ዝካየድ ቕዳሴ፡ ኣስታት ክልተ ሚሊዮን ህዝቢ ክርከብ`ዩ ተባሂሉ`ሎ።
መንግስቲ ኬንያ ደሞዝ ይወሰኸልና ክብሉ ብምሕታት ኣድማ የካይዱ ንዘለው ምምህራን ተወሳኺ ንምኽፋል ካብ ዓቕሚ እታ ሃገር ንላዕሊ እዩ ኢሉ።
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ከተማ መካ ይካየድ ኣብዝነበረ ዓመታዊ ስነስርዓት ሕጃ ብዝተፈጥረ ምፅቕቓጥ እንተወሓደ 717 ሰባት ሞይቶም ካልኦት 805 ድማ ቖሲሎም።
ሚኒስቲራት ወጻኢ ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ናይ ትማሊ ኣኼባኦም፣ ኩለን 28 ኣባል ሃገራት ን120 ሽሕ ስደተኛታት ብስርዓተ ኮታ ንክማቀላ ከምዝወሰኑ ዝዝከር’ዩ። ሎሚ ዝተራኸቡ መራሕቲ’ቲ ሕብረት ግና፣ ንጸገም’ቶም ኣሽሓት ስደተኛታት ዝቀርብ ዘሎ ፖለቲካዊ ዕቑባ ብከመይ ከምዝሕዞ ቅጥዑ ጠፊኡዎም ኣሎ።
ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሲስ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ለውጢ ኩነታት ኣየር ክትሕግዝ ጸዊዖም
ተወሳኺ ጽዓን