እቲ ጉዳይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ምሉእ ብምሉእ ብናይ ዋሽንግተን ዲሲ ጠቕላሊ ዓቃቢ ሕጊ ዩናይትድ ስቴትስ ከምዝተትሓዘ ተፈሊጡ’ሎ
እቶም ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ምስ ሚንስተር ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ኒው ዮርክ ተራኺቦም ኔሮም
ዖስማን ሳሊሕ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዳርጋ ካብ ቅድሚ 70 ዓመት ሒዝዎ ዝጸንሐ ኣቃውማ፡ ነዚ ሎሚ ዘሎ ፖሊቲካውን ባህላውን ክውንነት ዘንጸባርቕ ኣይኮነን ኢሎም።
ግድብ ህዳሴ ኣብ ቁጠባውን ከባቢያዊ ሓለዋን ብዛዕባ ዝህልዎ ፅዕነቶ መፅናዕቲ ክግበር ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብፅን ምስምምዐን ብዝምልክት ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር መሓሪ ታደለ
ተወሳኺ ጽዓን