"መቖምያ ትካል ማሕበረሰባዊ ልምዓት" ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ብመዐወኒ ወልፍታት ተቐይዶም ዝነበሩ መናእሰይ ዘጣየሽዎ ሃገራዊ ትካል እዩ።
ንኣስታት 100 ሚሊዮን ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮጵያ ጠለብ መጽሓፍቲ ምስ’ቲ ብዝሒ ህዝቢ ክወዳደር ከሎ ብጣዕሚ ውሑድ’ዩ።ብፍላይ ድማ ብቋንቋታት’ታ ሃገር ዝተጻሕፉ መጽሕፍቲን፡ ናይ ምንባብ ልምዲ ዘለዎም ቁጽሪ ሰባት’ውን ምስንምልከት፡ ካብዚ 100 ሚሊዮን ዝግመት ህዝቢ 49 ሚእታዊ ዘይተማህረ’ዩ።
ፈላማይ ኣፍሪቃዊ ተዓዋቲ ኣንበሳ ዓቐብ ኣህጉራዊ ውድድር ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ፡ ኤርትራዊ ዳንኤል ተክለሃይማኖት፡ ናይ`ዚ ዓመት 2015፡ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተወዳዳራ ተባሂሉ ተመሪጹ።
ደገፍቲ እታ ንመጀመርያ ጊዜ አብ ኣመሪካ ዝተኻየደ ውድድር UCI ዝተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ኤርትራ ናይ ብዙሓት መራኸቢ ብዙሓን አተኩሮ ክስሕቡ ቀንዮም።
ቂሔ-ጽልሚ፡ ኣብ ጉዳይ ስነ-ቃል ትግርኛን ኣብ ጉዳይ መጽሓፍ `ነጭ ሸማ` ን ኣተኩራ`ላ
ተወሳኺ ጽዓን