ኣባላት ኢትዮ- ሰርከስ መናእሰይ ኣማኑኤል ሚኪኤልን ሳሙኤል ዓፈራን ኣብ Guinness World Records ዝሰፍር 40 foot juggling flips ኣብ 30 ሴኮንድታት ብምስራሕ ዝላዓለ ውፅኢት ኣመዝጊቦም፡፡
መንእሰይ ድምፃዊ ኣሸናፊ ግርማይ ንምስማዕ ዝተሳኣኖም ዘተባብዕ ብምልክት ቋንቋ ዝድረፍ ሓዱሽ ደርፊ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ኣቕሪቡ’ሎ
ዶ/ር ታደሰ መሓሪ፡ ኣብ ኤርትራ 7ተ ዩኒቨርሲታት ከምዘለዋ፡ ብድምር ልዕሊ 15 ሺሕ ከምዝሕዛ ገሊጹ
ካብ ሰለስተ ኮለጃት ዝሓለፈ ስሙን ልዕሊ 800 ከምዝተመረቑ መንግስታዊ ሚዲያ ይገልጽ
ብሓሙስ ዝተመሓላለፈ ምሉእ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
ዘይልሙድ ውህደት ሙዚቃ ኣብ ኤርትራ ተግባራዊ ኾይኑ ይብል ካብ ኮንጎ ዝኸደ ስነ-ጥበባዊ
ኤርትራ ብነጥብን ብማልያን ቀዳማይቲ ኾይና ወጺኣ
ኣብ ዙር ኤርትራ ልዕሊ 5ተ ጋንታታት ይሳተፋለዋ
ኣባላት ባህሊ ዋሪ፡ ብዘቕርብዎ ተዋስኦን ግጥምታትን ንብዙሓት ካልኦት ቆልዑት ብኣወንታ ከምዝጸለዉ ይግለጽ
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ዕለት ኤድስ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናጻ ዕድል ትምህርቲ ይህብ‘ሎ
ተወሳኺ ጽዓን