መንእሰይ ድምፃዊ ኣሸናፊ ግርማይ ንምስማዕ ዝተሳኣኖም ዘተባብዕ ብምልክት ቋንቋ ዝድረፍ ሓዱሽ ደርፊ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ኣቕሪቡ’ሎ
ዶ/ር ታደሰ መሓሪ፡ ኣብ ኤርትራ 7ተ ዩኒቨርሲታት ከምዘለዋ፡ ብድምር ልዕሊ 15 ሺሕ ከምዝሕዛ ገሊጹ
ካብ ሰለስተ ኮለጃት ዝሓለፈ ስሙን ልዕሊ 800 ከምዝተመረቑ መንግስታዊ ሚዲያ ይገልጽ
ብሓሙስ ዝተመሓላለፈ ምሉእ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
ዘይልሙድ ውህደት ሙዚቃ ኣብ ኤርትራ ተግባራዊ ኾይኑ ይብል ካብ ኮንጎ ዝኸደ ስነ-ጥበባዊ
ኤርትራ ብነጥብን ብማልያን ቀዳማይቲ ኾይና ወጺኣ
ኣብ ዙር ኤርትራ ልዕሊ 5ተ ጋንታታት ይሳተፋለዋ
ኣባላት ባህሊ ዋሪ፡ ብዘቕርብዎ ተዋስኦን ግጥምታትን ንብዙሓት ካልኦት ቆልዑት ብኣወንታ ከምዝጸለዉ ይግለጽ
መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ዕለት ኤድስ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናጻ ዕድል ትምህርቲ ይህብ‘ሎ
ኣብ`ዚ ብባህላዊ ቅልውላው ዝሳቐ ወለዶ፡ ኣብ ምስራጽ ፍቕሪ ሃገርን ባህልን ዝነበሮ ሓልዮትን ተወፋይነትን ፍሉይ`ዩ ይብሉ መሓዙቱ
ተወሳኺ ጽዓን