ክልቲአን ሃገራት ፖልዮ ኣብ ዞባና ተራእዩ ምስ ሰምዕና ዘሚትናሉ ይብላ
ኣብ ስዑዲ ተሪፎም ዘለው ኢትዮጵያውያን ፀገምና ገና'ዩ ይብሉ
ካብ ከተማ ውቕሮ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሓሊፉ፡ ብደረጃ ሃገር ካብ መንጎ ብሉጻት 10 ኾይኑ ወዲኡ
6 ሚልዮን መንእሰያት ሕብረት-ኤውሮጳ ስራሕ ስኢኖም ጠጠው ኢሎም ኣለዉ
ካብቲ ሓደጋ ብህይወቶም ዝደሓኑ ኣብቲ መንግስታዊ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ከይካፈሉ ተኸልኪሎም
ኣብ መዓስከራት ዝርከቡ ስደተኛታት ብዓይኒ ኤርትራውን ኢትዮጵያውን
መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን፡ኢትዮጵያውያንን ሶማሊያውያንን`ዮም ይብሃል
ሙሉኣለም ነዳዲ ካብ Ethanolን Biodieselን ብኸመይ ከምዝርከብ ኣብ ውፅኢት ምህዝኡ ብተግባር ኣርእዩ’ሎ
ኣባላት ኢትዮ- ሰርከስ መናእሰይ ኣማኑኤል ሚኪኤልን ሳሙኤል ዓፈራን ኣብ Guinness World Records ዝሰፍር 40 foot juggling flips ኣብ 30 ሴኮንድታት ብምስራሕ ዝላዓለ ውፅኢት ኣመዝጊቦም፡፡
መንእሰይ ድምፃዊ ኣሸናፊ ግርማይ ንምስማዕ ዝተሳኣኖም ዘተባብዕ ብምልክት ቋንቋ ዝድረፍ ሓዱሽ ደርፊ ትግርኛ ናብ ህዝቢ ኣቕሪቡ’ሎ
ዶ/ር ታደሰ መሓሪ፡ ኣብ ኤርትራ 7ተ ዩኒቨርሲታት ከምዘለዋ፡ ብድምር ልዕሊ 15 ሺሕ ከምዝሕዛ ገሊጹ
ተወሳኺ ጽዓን