እታ ሃገር ትኽተሎ ፖሊሲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ዘድሃበ`ዩ`ውን ይብሉ
ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ሞዛምቢክ ዳሬ ሰላም ክኸዱ እዮም
እታ ብ መዋእል መሃንሾ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ልዕሊ 600 ግጽ ዝሓዘት`ያ
ደኺምካ አውፂእካ 20 30 ሲዲ ዘይትሸጠሉ ኩነታት'ዩ ዘሎ ይብል
ዋሕዲ ምልቃሕ መጻሕፍቲ ተፈቲሑ ይብሉ ተጠቀምቲ
እቲ ጉባኤ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንመንእሰያት ዝጥምት ክፍሊ ከቕውም ጸዊዑ
ዕላማና ነቲ ስቅ ኢሉ ዝዕዘብ ዘሎ ኣብዝሓ መንእሰይ ንምሕቃፍ'ዩ ይብሉ
'ደቀንስትዮ ንማሕበራዊ ለውጢ አቀላጠፍቲ ሓይሊ ምኻነን ዓለም ለኸ አፍልጦ ይዓቢ'ሎ'
ግዝረት ደቀንስትዮ ብብዝሒ ኣብ አፍሪቃ'ዩ ዝፍፀም
ተወሳኺ ጽዓን